ባና
ማእከል ጥዕና ኣእምሮ
          ባና
ማእከል ጥዕና ኣእምሮ
  • መእተዊ
  • ብዛዕባና
  • Bana Mental Health, LLC
  • ኣገልግሎታት
  • ቤት ንባብ
    • ማሪታውያን እምነታትን መናፍስትን
    • ምልክታት ናይ ኣእምሮ ሕማም
    • ቃዝኖት (Depression)
    • ነፍሰቅትለት እንታይ ኢዩ?
    • ድሕረ-ሕርሳዊ ቃዝኖት (PPD)
    • ጭንቀት (Anxiety)
    • ናይ መንፈስ ውዝወዛ (Bipolar)
    • ንጽለት (Schizophrenia)
    • ጓሂ/ ትካዘ (Grief)
    • ሕሉፍ ቃንዛ (Trauma)
    • ወልፊ (Addiction)
    • ጥዑይ ውልቃዊ ደረት
  • ስነ-ኣእምራዊ መዝገበ-ቃላት
    • ዝውቱራት ቃላት
  • ዩትዩብ (YouTube Channel)
  • ቪደዮታት (Videos)
  • ካብዝን ካብትን
    • ምልማስ ኣእምሮ
    • ምዕባለ ኣብ ኣተሓሳስባ
    • ጽልጸላ ኣእምሮ
  • ዝደጋገሙ ሕቶታት
  • More
    • መእተዊ
    • ብዛዕባና
    • Bana Mental Health, LLC
    • ኣገልግሎታት
    • ቤት ንባብ
      • ማሪታውያን እምነታትን መናፍስትን
      • ምልክታት ናይ ኣእምሮ ሕማም
      • ቃዝኖት (Depression)
      • ነፍሰቅትለት እንታይ ኢዩ?
      • ድሕረ-ሕርሳዊ ቃዝኖት (PPD)
      • ጭንቀት (Anxiety)
      • ናይ መንፈስ ውዝወዛ (Bipolar)
      • ንጽለት (Schizophrenia)
      • ጓሂ/ ትካዘ (Grief)
      • ሕሉፍ ቃንዛ (Trauma)
      • ወልፊ (Addiction)
      • ጥዑይ ውልቃዊ ደረት
    • ስነ-ኣእምራዊ መዝገበ-ቃላት
      • ዝውቱራት ቃላት
    • ዩትዩብ (YouTube Channel)
    • ቪደዮታት (Videos)
    • ካብዝን ካብትን
      • ምልማስ ኣእምሮ
      • ምዕባለ ኣብ ኣተሓሳስባ
      • ጽልጸላ ኣእምሮ
    • ዝደጋገሙ ሕቶታት
  • መእተዊ
  • ብዛዕባና
  • Bana Mental Health, LLC
  • ኣገልግሎታት
  • ቤት ንባብ
    • ማሪታውያን እምነታትን መናፍስትን
    • ምልክታት ናይ ኣእምሮ ሕማም
    • ቃዝኖት (Depression)
    • ነፍሰቅትለት እንታይ ኢዩ?
    • ድሕረ-ሕርሳዊ ቃዝኖት (PPD)
    • ጭንቀት (Anxiety)
    • ናይ መንፈስ ውዝወዛ (Bipolar)
    • ንጽለት (Schizophrenia)
    • ጓሂ/ ትካዘ (Grief)
    • ሕሉፍ ቃንዛ (Trauma)
    • ወልፊ (Addiction)
    • ጥዑይ ውልቃዊ ደረት
  • ስነ-ኣእምራዊ መዝገበ-ቃላት
    • ዝውቱራት ቃላት
  • ዩትዩብ (YouTube Channel)
  • ቪደዮታት (Videos)
  • ካብዝን ካብትን
    • ምልማስ ኣእምሮ
    • ምዕባለ ኣብ ኣተሓሳስባ
    • ጽልጸላ ኣእምሮ
  • ዝደጋገሙ ሕቶታት
ማእከል ጥዕና ኣእምሮ
ማእከል ጥዕና ኣእምሮማእከል ጥዕና ኣእምሮማእከል ጥዕና ኣእምሮ
ማእከል ጥዕና ኣእምሮ
ማእከል ጥዕና ኣእምሮማእከል ጥዕና ኣእምሮማእከል ጥዕና ኣእምሮ
እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም!
ባና እንታይ ኢዩ?
ባና ብርሑቕ ኣብ ጠፈር ቀዲዱ ዚረአ ሃሳስ ብርሃን ኢዩ። 
ባና ኪብሃል ከሎ ኣብ ክልተ ይኽፈል፥
I. ንወጋሕታ ዚእንፍት ኣብ ጠፈር ዚረአ ክስተት
- መሬት (ሰማይ) ወገግ ምስ በለ
- ኮኾብ ጽባሕ ደሚቑ ኪረአ ከሎ
- ቅሔ ጽልሚ ምስ ቀደደ
- ሰርቂ ብርሃን ምስ ገበረ
ኣብ ገጠራዊ ናብራ፡ እቶም ብእንስሳታት ዚከናወኑ ቀንዲ ኣበሰርቲ ወጋሕታ፡ እዞም ዚስዕቡ ኢዮም፥
1. ኣርሓደርሆ ደጋጊሙ ምስ ዝንቁ
2. ኣዕዋፍ ጩቕጩቅ ምስ ዚብላ፡ ብፍላይ ድማ እታ ዑፍ ጽባሕ
II. ካብ ዓበይቲ ከተማታት፡ ዓድታት፡ መጋርያ፡ ደምበታት፡ ባርዕ ሓዊ ወዘተ. ብርሑቕ ዚረአ ብርሃን 
ናብ ሓደ ዓዲ ብለይቲ ምስ እትጓዓዝ፡ ኣብቲ ዓዲ ከይበጻሕካ ኣብ ርሑቕ ከሎኻ፡ ካብቲ ቦታ ዚምንጨወ ብርሃን ትርኢሞ እምበኣር ኣብ ዓዲ በጺሐ እየ ኢልካ ተስፋ ትገብር፡ ማለት ኣብ መጠረስታ ሽቶኻ ከም ዝበጻሕካ ትፈልጥ። ከምዚ ምባልካ ድማ ድሕሪ ብዙሕ ድኻምን ሓደጋን ዝመልኦ ጕዕዞን ሓርጎጽጎጽን፡ ኣብ ዓወት ስለ ዝበጻሕካ ኢዩ።
ባና ናጽነት ኪብሃል ከሎ ውን ከምኡ ኢዩ። ነዊሕ ተቓሊስካ፡ ቃልስኻን ገድልኻን ኣብ መወዳእታ ምዕራፍ ከም ዝበጻሕካ ዝእንፍት ተርእዮ፡ ሓይሊ ጸላኢ ፈርሸኽሸኽ ኪብል ከሎን፡ ተጻረርትኻ ገሊኦም ኪሃድሙ ገሊኦም ድማ ኢዶም ኪህቡን ከለዉ፡ ሽዑ ናይ ናጽነት ተስፋ ይሰፍን፡ ኣብ ሽቶኻ ከም ዝበጻሕካ ድማ ትፈልጥ። ስለዚ፡ ብስእላዊ መገዲ፡ ባና ዚብል ቃል፡ ንኹሉ እቲ ከም ዕላማኻ እትወስዶ ነገራት፡ ከም ዝቐረበን ኪኽሰት ድማ ነዊሕ ከም ዘይወስድን ዚገልጽ ናይ ተስፋ ቃል ኢዩ። ከም ናይ ተስፋ ጩራ ኮይኑ እውን ኪውሰድ ይኽእል ኢዩ። በዚ ኣበሃህላዚ ድማ፡ ባና ናጽነት፡ ባና ሓርነት፡ ባና ዓወት፡ ባና ራህዋ ወዘተ. ክንብል ንኽእል።
ሓባእ ቁስሉ: ሓባእ ፈውሱ::
ምስላ ትግርኛ
Copyright © 2023 Bana Mental Health - All Rights Reserved.
  • ርኸቡና
  • ፖሊሲ ብሕታዊ ስትረት
  • ውዕልን ኩነታት ጠለብን
  • መካነ-ስነጥበብ (Gallery)
  • ምስጋናታት (Credits)
Powered by GoDaddy
This website uses cookies.
We use cookies to analyze website traffic and optimize your website experience. By accepting our use of cookies, your data will be aggregated with all other user data.
Accept