ምምሃርን (learning) ዓውደመጽናዕትን (workshop) ፍወሳን (therapy) ዝብል ሓሳብ: ኣብ መጀመርያ 2022 ዝነቐለ ኢዩ ነይሩ:: ኣብቲ አዋን'ቲ ኩነታት ናይ ኤርትራውያን: ብፍላይ ከኣ ኣብ ወጻኢ ዝቅመጡ: ብተደጋጋሚ ኣብ ዘንጸላልወሉ ዝነበረ ናይ ኣእምሮ ረበሻ: ኣብ ኩሉ መራኸቢ ብዙሃን ይዝረበሉ ነይሩ ኢዩ:: ካብኡ ተመርኲስና ድማ ነዚ ዝስዕብ ዕላማ ወይ ከኣ ራኢ ሒዝና ቀሪብና ኣለና:-
ባና ወብሳይት ፈጠርትን ነደፍትን:
ከምኡ 'ውን ልዑል ኣበርክቶ:

ሙዚቃ (Instrumental music)