
በብእዋኑ: ይጠቅምዩ ዝበልናዮ: ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ስነ-ልቦና ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና:: ብተወሳኺ ድማ: መምሃሪ ዝኸውን ናይ ዩትዩብ መርበብ (YouTube channel: www.youtube.com/@Bana23) ዘርጊሕና ኣለና።
ብጠለብ፥ ዝተፈላለየ ዓውደመጽናዕቲ ወይ ከኣ ኣስተምህሮ በብእዋኑ ክቐርብ ምዃኑ ንሕብር::
ፍወሳ (therapy) እንታይ ማለት'ዩ? awareness workshop therapy